News & Events
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን።
መንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ ብዘውጽኦ ንሕማም Corona-virus ዝምልከት እዋናዊ መምርሒ፡ መሰረት ብምግባር ነዚ ዝስዕብ መልእኽቲ ነመሓላልፍ፥
ኩሉ ኣባል ኣገልግሎት ንምርካብ ናብ ቤተ-ክርስቲያን ክመጽእ ምስዝደሊ ኣቐዲሙ/ማ ደዊሉ/ላ ክምዝገብ ከምዘለዎ ንሕብር።
ኣገባብ ምዝገባ – ሰሙናዊ ካብ ረቡዕ – ዓርቢ (6:00 ድ.ቀ. – 8:00 ድ.ቀ.)
ገብረህይወት 07961610033ቢንያም 07449533129ዳንኤል 07460229977ዓንዶም 07480535113ኩላትና ኣባላትን ምእመናን ኣብ ቤተክርስቲያን ከምኡ`ውን ኣብ ከባቢና ኣብ ንጸንሓሉ እዋን ናይ ኣፍ ሽፋን (Face Mask) ክንገብር ከምዘለና ከምኡ`ውን ናይ 2 ሜትሮ ርሕቀት ክንሕሉን ከነኽብርን ብኣኽብሮት ነዘኻኽር።ቆልዑን ህጻናትን ብዘይካ ንቅዱስ ቁርባን ዝተመዝገቡ ካልኦት ኩሎም ደቅና ብኢንተርነት (Online) ክከታተሉን ክመሃሩን ንምሕጸን።
ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላኽና ፈውሰ ምሕረቱ ልኢኹ፡ ንመላእ ዓለም ሰላም የውርደልና።
ኣባላት ሰበካ ጉባኤ
ደብረ ሳህል ቅዱስ ሚካኤልን አቡነ አረጋዊን ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያን ኣብ ለንደን
መስከረም 2020
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን።
ሰላም እግዚኣብሔር ምስ ኩላትና ይኹን እናበልና፡ ናይዚ ወሪዱና ዘሎ ፈታንን ጽንኩርን ናይ ሕማም ኩነታት ዝለዓለ ጥርዙ ሓሊፉ ኣብ ዝሓሸ እዋን በጺሕናሉ ኣብ ዘለና ግዜ፤ ብመሰረት መምርሒ መንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ ነዚ ዝስዕብ መልእኽቲ ክንሕብር ንፈቱ።
ቤተ ክርስቲያንና ደብረ ሳህል ቅዱስ ሚካኤልን ኣቡነ ኣረጋዊን ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ክ ኣብ ለንደን ካብ ጽባሕ ሰንበት 05/07/2020 ጀሚርና ስሩዕ ኣገልግሎትና ንህዝብና ከፊትና ከምዘለና ከነበስር ንፈቱ።እንተኾነ ኩሉ ኣገልግሎትና ብውሱን ዓቕምን ድሩት ቦታን ስለዝኾነ፥ ዝኾነ ምእመናን ንቤተክርስቲያን ቅድሚ ምምጻእኩም ኣቀዲምኩም ክትምዝገቡ (Book ክትገብሩ) ብጥብቂ ንሕብር፥ እዚ ድማ ብቐጥታ ንካህናት ብምድዋል ክግበር ይከኣል።ውሕስነት ህጻናትን ደቅናን ንምሕላው፤ ህጻናትን መንእሰያትን ኩሉኹም ንግዚኡ ከምቀደምኩም ኣብ ገዛኹም ኮይንኩም ብኢንተርነት (Internet) ክትከታተሉና ንሕብር።ኣብ ቤተክርስቲያን ዝመጻእና ኩልና ድማ፡ ኩሉ ጊዜ ግቡእ ርሕቀትናሓሊናክንመላለስን ክንቅመጥን ይግባእ።ንድሕነትናን ውሕስነትናን ከሉ ጊዜ ናይ ገጽሽፋን (Face Mask) ክንጥቀም ከምዘሎና ነዘኻኽር።ኩላትና ምስ ናይ ቤተክርስቲያና ናይ ጸጥታ ዝተመደቡ ኣባላት ብዝተኻእለ መጠን ክንተሓባባር ንላቦ።
ዝኾነ ሓድሽ ሓበሬታ ምስዝህልወና ኣብ ዝቕጽል ክንሕብረኩም ምዃና ነፍልጥ።
ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላኽና ምሕረቱ ኣብዚሑ ፈውሲ ይልኣኸልና፥ ጾምናን ጸሎትናን ተቐቢሉ ብሰላም ይሓልወና፥ ኣሜን።
ደብረ ሳህል ቅዱስ ሚካኤልን ኣቡነ ኣረጋዊን ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ክ ኣብ ለንደን
04 ሓምለ 2020
In The Name of The Father, The Son and The Holy Spirit, One God Amen.
Greetings in The Lord’s Name.
Firstly, we pray the safety and mercy of our Lord dwell in your households. We also pray for those directly and indirectly affected by the pandemic.
Following the Government’s latest announcement and guidance for Worship Places, we’re pleased to resume our regular Church services as of Sunday the 5th July 2020, but with limited capacity and following social distancing rules strictly.
Therefore,
Since we can only allow limited worshipers, anyone wishing to participate in the Mass service will be required to book their place in advance. (This can be done by directly phoning our priests).For the safety and wellbeing of our Children; all Youth and Sunday School Services will temporarily remain suspended. All children and youth are advised to participate our Mass service through online means (Youtube and Facebook accounts).Those attending services by booking their spot will strictly be required to:Follow a 1-metre seating arrangement and sit on the assigned seat.Wear a face mask. (Please remember to bring your own masks).Avoid hand shaking, kissing and hugging.Bring their own bag to place their shoes.Keep physical distance upon entering and leaving the Church as well as exit using the directions provided.
*Please remember to stay at home if you are not feeling well even after speaking to our priests.
All updates and information will be posted on our website.
St. Michael’s Eritrean Orthodox Community Church in London Management Committee
04 July 2020
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን።
ሰላም እግዚኣብሔር ምስ ኩላትና ይኹን እናበልና፡ ኣብዚ ኣዝዩ ፈታንን ጽንኩርን ጊዜ ኩሉኹም ምእመናን ብጾምን ጸሎትን ኩሉ ኣምልኾ ተዋህዶ እምነትና ተጊህኩም ክትህልዉ ተስፋ እንዳገበርና ነዚ ዝስዕብ መልእኽቲ ክንሕብር ንፈቱ።
እምበኣርከስ ጾመ ኣርብዓ ወዲእና በዓለ ትንሳኤ እነብዕለሉ ዕለት እናቐረበ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ ግዜ ቤተ ክርስትያንና ቅዱስ ሚካኤልን ኣቡነ ኣረጋዊን ለንደን ከምዚ ዝስዕብ መደብ ሰሪዕና ከምዘለና ንሕብር።
ካብ ጽባሕ ሰንበት ዕለተ ሆሳእና (ዕለት 12/04/2020 ወይ 04/ሚያዝያ/2012 ዓ/ም ግእዝ) ጀሚሩ፡ ምሉእ ሰሙነ ሕማማት ክሳዕ ፋሲካ ዘሎ ግዜ ኩሉ እንገብሮ ስርዕተ ኣምልኾን ቅዳሴን ብዘሎና ናይ ማሕበራዊ መርበብ ሓበሬታ ፡ ማለት ፌስቡክ ፡ ብቐጥታ ክፍኖ ወይ ከነመሓላልፍ ምዃንና ንሕብር ( ነዚ ንምክትታል አብ Facebook: Felegeselam St Michael London ኢልኩም ድለዩ https://www.facebook.com/profile.php?id=100010186388726 )።
ስለዚ ኩልና ምእመናን ኣኣብ ቤትና ኮይና ብኢንተርነት ክንከታተልን ዝወሃበና ትምህርቲ ክንቅበል፡ ዝወሃቡና መዓልታዊ ንባባት ከነንብብ፡ ከምኡውን ዝተሰርዓልና ስርዓተ ኣምልኾ እ�lam t
���elb�ው��fo�ዊ ንባባት ከ�bsoo r�ብ�n �d,r =o=�� ከ�bsoo r��*naon �nbuታለ�ዓሊ� ,ro"r��fይድለዩ httflegeselam St Michael d���emnnnnnns���cantflegeselam St Michael d���em,��ና ��ና ኡውኊ�ና ንሕብር ( ነ�aw9cebook.com/c0)57� ንሕብር ( ነ�u�ሃ�ei,ot2am St Michael d�=4nlddl�.php?idehl�.���n-dh�� ዝወሃቡዝ�as��ትES9��ተርነc0)57�ወሃቡዝ�as���u�ን ei,oa1p.���n-dh�� ዝወi,oa1p.��ልን ei,oa1p.-��ዝ�3: #9በና ትምህርቲ ክay� መዓል:th�� �}ioዝዩ htt�rt"5ንቅበል፡ ዝወሃrloti,oa1p.-�ecru#7S9ርዓል�V�"s
��-isM_�� ክay� መዓ� �9t
���elb��Roa1po-tichaelec03S9ብ�n �d,r W�{ioዝዩk�ay� �Ui��- t
�oa1r�n-dy� መዓ� �9t
���elb��Roa1po-tichaelec03S9ብ�n � ��bsoo r��*naon �nbuታ�rf_3l c03-elam StcrlotuFና ��ና �#ecri ��b.o��ርer3m'o�� ቲ ��b.o��ርe��ዓል:th�� �}ioዝ�9t
� ክa�_k.���.rcri ��b.o��ርer3m'o�� ቲ � e1p.��rth�� : #7S9ዝ�as���c0)57ቲ � e1p.��rth�� : u�}io�es�n-/"Ui� �*_���as���ucw�;3��rf_3l c03-elam M� e1p.��rth�� i/a2cw�;3��rf_3l c03-elamlotuF73x�ዝ�3: #9R�er3lamlo_3l c�n-lrouዓ� �9t
���elb��Roa1po-tichaelec03S9ብ�" tvዓ�f93�;3��rf_3l c03-et
�S_3l 03otuF73x�ዝ�3:=���V�"s
��aon lo":oO9_ouዓ� �9t
���el�� 5ii93�;3��rf_3l c034opdl c03-elam M� eic03-et
�S_3l 0lw��ዓልy�